ካብቲ NRK (ፈነወ መደብ ትለቪዥን) ብኸመይ ከም ተንብቦ?

Working-at-Home-Vector-Isometric-Collection-08
nrk

1- መጀመርያ ናብዚ መርበብ እቶ፡ 

nrk.no/korona/status/

sasa

2-  ኣብዚ ጸብጻባት ህሉው ብዝሒ ናይቶም NRK (ኖርወጃዊ ትካል መጽናዕቲ ኮሮና፧) ዝኣከቦም ሕሙማት ቫይረስ ክትረክብ ኢኻ። እቲ ትካል ሓበሬታኡ ካብ ሕድሪ ጥዕና: ክፍሊ ጥዕና ኖርወይን፡ ትካል FHI.ን፡ ዝኣከቦ ኢዩ።

ኣብ ኖርወይ ዝተረጋገጹ ሕማማት ኮሮና፡ እቲ ጥውዮ (ወይ Grafen) ዘርእየና፡ ክንደይ ሰባት ተመርሚሮም ብኮሮና::

Bekreftet smittede i Norge:

ኣብ ኖርወይ ዝተረጋገጹ ሕማማት ኮሮና፡ እቲ ጥውዮ (ወይ Grafen) ዘርእየና፡ ክንደይ ሰባት ተመርሚሮም ብኮሮና::
- ኣብ ኖርወይ መዓልታዊ ኣብ ሆስፒታል ናይ ዝተዓቑቡ ብዝሒ። እቲ ግራፍ መዓልታዊ ብሕማም ኮሮና ናይ ዝተዓቑቡ የርኢ፡

Innlagte i Norge dag for dag:

– ኣብ ኖርወይ መዓልታዊ ኣብ ሆስፒታል ናይ ዝተዓቑቡ ብዝሒ። እቲ ግራፍ መዓልታዊ ብሕማም ኮሮና ናይ ዝተዓቑቡ የርኢ፡
- ኣብ ኖርወይ ቁጽሪ ናይ ዝሞቱ፡ እቲ ጥውዮ ኣብ ኖርወይ ብኮሮና ናይ ዘጋጠመ ሞት የርኢ፡

Antall døde i Norge:

– ኣብ ኖርወይ ቁጽሪ ናይ ዝሞቱ፡ እቲ ጥውዮ ኣብ ኖርወይ ብኮሮና ናይ ዘጋጠመ ሞት የርኢ፡
Screenshot 2020-09-03 at 4.18.05 AM

3. ትሕት ኢሉ፡ ኣብዚ ገጽ፡ ኣብቲ እትነብረሉ ከባቢ ናይ ዘለዋ ሆስፒታላት ደረጃ ምድላዋት የርኢ

  • ቀጠልያ (ሓምላይ) – ንምኽታት ድሉው፡
  • ብጫ ተወሰኽቲ ጸጋታት የድልዩ ኣለዉ፡
  • ቀይሕእቲ ኩነታት ዕቱብ ኣሎ፡